ፖሊሲ ሓለዋ ውልቃዊ ሓበሬታ
ንሕና መን ኢና
ኣድራሻ መርበብ ሓበሬታና፡ https://cbr.hearheartolken.nl እዩ።
ግብረ-መልሲታት
በጻሕቲ ኣብቲ መርበብ ሓበሬታ ግብረ መልሲ ክገድፉ ከለዉ፡ ስፓም ንምፍላጥ ክሕግዘና መታን ነቲ ኣብቲ ናይ መልሲ ቅጥዒ ዝቐረበ ሓበሬታ፣ ናይቲ በጻሒ IP ኣድራሻን ናይቲ ናይ ዌብሳይት ተጠቃሚ ወኪልን ንእክብ።
ኣብ ኢ-መይል ኣድራሻኹም ዝተመርኮሰ ስሙ ዘይተገልጸ ሕብረ ቃላት (እዚ ሃሽ ይበሃል) እንተተጠቒምኩም ናብ ኣገልግሎት ግራቫታር ክለኣኽ ይኽእል። ዌብሳይት ፖሊሲ ሓለዋ ውልቃዊ ሓበሬታ ናይ ኣገልግሎት ግራቫታር ኣብዚ ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም፡ https://automattic.com/privacy/ ዝሃብኩሞ ግብረ መልሲ ምስ ጸደቐ፣ ስእሊ ፕሮፋይልኩም ኣብ ትሕዝቶ ናይቲ ዝሃብኩሞ ግብረ መልሲ ንህዝቢ ክረአ እዩ።
ሚድያ
ምዝጉብ ተጠቃሚ እንተኾንኩም ኣብቲ ዌብሳይት ምስልታት እንተሰቒልኩምን EXIF GPS ናይ ቦታ ሓበሬታ ዝሓዙ ምስልታትካ ካብ ምጽዓን ክትቁጠቡ ኣለኩም። በጻሕቲ ናይቲ ዌብሳይት ነቲ ምስልታት ካብቲ ዌብሳይት ኣውሪዶም ነቲ ናይ ቦታ ሓበሬታክዕዘቡ ይኽእሉ።
ኩኪስ
ኣብ ዌብሳይትና ግብረ መልሲ ክትገድፉ ከለኹም ስምኩም፣ ኢ-መይልኩምን ዌብሳይትን ኣብ ኩኪ ክኽዘን ይኽእል ድዩ ኣይክእልን ክትሕብሩ ትኽእሉ ኢኹም። እዚ ንገብሮ ምቹእነትኩም ንምሕላው ማለት እውን ምእንቲ ንሓድሽ ግብረ መልሲ ዳግማይ ነዚ ሓበሬታ ምምላእ ከየድልየኩም እዩ። እዞም ኩኪስ ንሓደ ዓመት ኣብ ቦትኦም ይጸንሑ።
ኣብ መእተዊ ገጽና እንተበጺሕኩም፡ ብሮውዘርኩም ኩኪስ ይቕበል ድዩ ኣይቅበልን ንምፍላጥ ግዝያዊ ኩኪስ ንዕቅብ። እዚ ኩኪ ዝኾነ ውልቃዊ መረዳእታ ዝሓዘ ኣይኮነን፡ ብሮውዘርኩም ምስ እትዓጽውዎ ድማ ይስረዝ።
ምስ ኣተኹም ምስ መእተዊ ሓበሬታኹምን ናይ ስክሪን ኣማራጺታትኩምን ዝተኣሳሰሩ ሓያሎ ኩኪስ ክንዕቅብ ኢና። ናይ መእተዊ ኩኪስ ን2 መዓልታት ኣብ ቦትኦም ይጸንሑ፣ ናይ ስክሪን ኣማራጺታት ኩኪስ ድማ ን1 ዓመት ይሰርሑ። ‘Remember me’ ዝብል እንተመሪጽኩም መእተዊኹም ን2 ሰሙን ክኽዘን እዩ። ካብ ኣካውንትኹም ምስ ወጻእኩም መእተዊ ኩኪስ ይድምሰሱ።
ጽሑፍ እንተ ኣስተኻኺልኩሞ ወይ እንተ ኣውጺእኩሞ ብሮውዘርኩም ተወሳኺ ኩኪ ይዕቅብ። እዚ ኩኪ ውልቃዊ መረዳእታ ዝሓዘ ኣይኮነን ናይቲ ዝሰራሕኩሞ ጽሑፍ ናይ ፖስት መለለዪ ጥራይ እዩ ዘለዎ። እዚ ኩኪስ ድሕሪ ሓደ መዓልቲ ይድምሰስ።
ካብ ካልኦት ዌብሳይታት ዝተሰረተ ትሕዝቶ
ኣብዚ ዌብሳይት ዝቐርቡ ጽሑፋት ዝተሰረተ ትሕዝቶ (ንኣብነት ቪድዮታት፡ ምስልታት፡ ጽሑፋት ወዘተ) ክህልዎም ይኽእል። ካብ ካልኦት ዌብሳይታት ዝተሰረተ ትሕዝቶ ልክዕ ከምቲ በጻሒ ነዚ ካልእ ዌብሳይት ክበጽሕ ከሎ ዝገብሮ ባህሪ ኣለዎ።
እዞም ዌብሳይታት ብዛዕባኹም ሓበሬታ ክእክቡ ይኽእሉ፣ ኩኪስ ክጥቀሙ፣ ካብ ሳልሳይ ወገን ተወሳኺ ምክትታል ክውስኹን ምስዚ ዝተሰረተ ትሕዝቶ እትገብሩዎ ርክብ ክከታተሉን ይኽእሉ። እዚ ድማ ኣካውንት እንተሃልዩኩምን ኣብቲ ዌብሳይት እንተኣቲኹምን ምስቲ ዝተሰረተ ትሕዝቶ ዝግበር ርክብ ምምዝጋብ የጠቓልል።
እትህቡና ሓበሬታ ምስ በዓል መን ከምነካፍሎ
ፓስዎርድ ዳግመ-ምትዕርራይ እንተሓቲትኩም፣ IP ኣድራሻኹም ኣብቲ ዳግመ-ምትዕርራይ ኢ-መይል ክካተት እዩ።
እትህቡና ሓበሬታ ክሳብ መዓስ ኢና ንዕቅቦ
ሓደ ግብረ መልሲ ክትገድፉ ከለኹም፣ እቲ ግብረ መልሲን ካብቲ ግብረ መልሲ ዝወጽእ ሜታ ዳታን ንዘልኣለም ይዕቀብ። እዚ ድማ ኣብ ክንዲ ምምዕርራይ ዘድልየና ስዒቡ ዝመጽእ ግብረ መልሲ ብኣውቶማቲክ ከነለልዮን ከነጽድቖን የኽእለና።
ኣብ ዌብሳይትና ንዝተመዝገቡ ተጠቀምቲ (እንተሃልዮም)፡ ነቲ ዝህብዎ ውልቃዊ ሓበሬታ ኣብ ናይ ተጠቃሚ ፕሮፋይሎም እውን ንዕቅቦ ኢና። ኩሎም ተጠቀምቲ ኣብ ዝኾነ እዋን ውልቃዊ ሓበሬታኦም ክርእዩ፣ ከዐርዩ ወይ ክድምስሱ ይኽእሉ እዮም (ብዘይካ ናይ ተጠቃሚ ስሞም ምቕያር)። ኣመሓደርቲ ዌብሳይት እውን ነዚ ሓበሬታ እዚ ክርእይዎን ከዐርይዎን ይኽእሉ እዮም።
ኣብ ልዕሊ ሓበሬታኹም እንታይ ዓይነት መሰል ኣለኩም
ኣብዚ ዌብሳይት ኣካውንት እንተሃልዩኩም ወይ ግብረ መልሲ እንተገዲፍኩም፣ ኩሉ እቲ ዝሃብኩምና ዳታ ሓዊስካ፣ ናይቲ ካባኹም ዘለና ውልቃዊ መረዳእታ ናይ ሰደድ ፋይል ክትሓቱ ትኽእሉ ኢኹም። ብተወሳኺ ኩሉ እቲ ካባኹም ዘሎና ውልቃዊ መረዳእታ ክንድምስሶ ክትሓቱና ትኽእሉ ኢኹም። እዚ ንምምሕዳራዊ፣ ሕጋዊ ወይ ጸጥታዊ ዕላማታት ክንዕቅቦ እንግደድ ሓበሬታ ኣየጠቓልልን።
እትህቡና ሓበሬታ ኣበይ ረብሓ ይውዕል
ካብ በጻሕቲ ዝመጽእ ግብረ መልሲ ብመንገዲ ኣውቶማቲክ ኣገልግሎት ምፍላጥ ስፓም ክምርመር ይኽእል።